November 9, 2019

መቕድም

ኣብ እዋን ሓ ርነታዊ ቃ

ሲ መ ደበር ትዕሊም፡ ው ሑ ስ መ ዕቈ ቢ ተጋደልቲን ናይ ው ግእ ቦታን ዝነበረ ሳዋን ከባቢኣን፡ ድሕሪ ናጽነት ንሰለስተ ዓመታት ዝኣክል ጸም ዩዎ`ዩ ነይሩ። ሳዋ፡ ጥዑም ማ ያን ኣግራባን ሒ ዛ ጽም ዋ ዓሲሉዋ ድሕሪ ም ጽናሕ፡ ቅድሚ 25 ዓመታት ኣብ ሚ ያዝያ 1994፡ እቶም እትፈልጦም ናይ ቀደም ተጋደልቲ ደቃ (ኣባላት ክፍሊ ታዕሊም ህዝባዊ ግንባር ነበር) ንሓደ ዓቢ ሃገራዊ ጉዳይ ዳግም ተመ ሊሶማ። ተረካቢ ሃገር መ ንእሰይ፡ ብኹ ሉ መ ዳይ ዝዂ ስኰ ስሉ፡ ወተሃደራዊ ታዕሊም ን ኣካዳም ያዊን ሞ ያዊን ስልጠ ናታትን ዝወሃበሉ ሃገራዊ መ ሰልጠ ኒ ማ እከል ንም ም ስራ ት። ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ነዊሕን መሪርን ሓርነታዊ ኲናት ሓሊፉ፡ ናጽነት ድሕሪ ምርግጋጹ ዝጽበዮ ዝነበረ ዓቢ ዕማ ም፡ ነቲ ብረዚን መ ስዋእቲ ዝተረኽብ ናጽነት ም ው ሓስን ም ድልዳልን፡ ብ ኲ ናት ዝዓነወት ሃገር ዳግም

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን