May 26, 2018

መደረ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን
ተሳተፍቲን ዕዱማትን
በዚ ናይ ሎሚ ኣጋጣሚ፡ ዝኽሪ 27 ናጽነት፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዮሃና!
ንኹሎም ኣብ ምውዳብን ምምዕራግን’ዚ በዓል ዝደኸሙ ከኣ፡ ምስጋና።
ዓመት ሓለፈ፡ ዓመት መጸ፡ ርዝነትን ክብሪን፡ ሓርነትን ናጽነትን እናዕእዘዘ፡ ትርጉም ልዑላዊነት ከኣ እናተዀልዐ ምምጽኡ፡ ዕግበት የትርፍ ጥራይ ዘይኰነ፡ ጽንዓት’ውን ዝድርዕ’ዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ቴማ፡ “ራእይ ብዕዮ እዩ”። ድሌት ሓርነትን ናጽነትን ሰባት ከም ራእይ፡ ናይ ባህሪ ሕጊን መሰልን’ዩ። ናጻ ሃገር ምህናጽ፡ ማለት . . . ብቑጠባ ርህውቲ፡ ካብ ልምዓት-ናብ-ዝበረኸ ልምዓት ትግስግስ፡ ቅሳነትን ርግኣትን ዝሰፈና፡ ኣብ ህዱእ ናይ ምክብባርን ምትሕግጋዝን ጐደቦ ትነብር፡ ውህድቲ ናይ ዜግነት ሃገር ምህናጽ፡ ሰናይ ባዕላዊ ድሌት ጥራይ ዘይኰነ፡ ክቡር ዋጋን ዕድልን ዝተኸፍሎ ሕድሪ’ዩ። ናይ ህዝቢ ኤርትራ ራእይን መሰልን ሓርነት፡ ብጒንዖ…

 

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን