March 24, 2018

መግለጺ

ድራማ ግብጺ ኣብ ሳዋን፡ ናይ ሱዳን ዶብ ምዕጻውን ምኽፋትን፡ ዘየስደመሞ የለን። እቲ ጽውጽዋይ ግን፡ ኣብኡ ዝውዳእ ኣይኰነን። ዝኽሪታት ምምሓው ቅዲ ወይ ፋሽን ኰይኑሉ ኣብ ዘሎ መዋእል፤ ሰማዒን ተዓዛቢን ምእንቲ ከስተብህል፤ ጸጸኒሕካ ሓቅታት ምንጋር ኣይጽላእን’ዩ።
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሓደ/ጥሪ (ቅድሚ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ)፡ ሃገረ ቐጠር፡ . . . ነቲ ብደገፍ ኢማራት፡ ካብ ኤርትራ ኪመጽእ ንዝኽእል መጥቃዕቲ ንምግጣም፡ ንዕጡቕ ሓይልታት ሱዳን፡ ሰለስተ (3) ሚግ ዝዓይነተን ነፈርቲ፡ ህያብ ሂባ፤ ኣብ ከሰላ ኣሰሊፋተን። ኣብረርተን ከኣ፡ ክልተ መኰንናት ቐጠርን፡ ሓደ ኢትዮጵያዊን እዮም። ነቶም ኣብረርቲን ተልእኾታቶምን ዘመሓድር ከኣ፡ ክፍሊ ድሕነትን ስለያን (‘ኣምን ዎ ሙኻበራት’) ሱዳን’ዩ።

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን