June 6, 2021

ርእሰ-ዓንቀጽ
ብጸለመን ዘይግቡእ ውሳነን ዝድፈን ሓቂ የለን

ብዚ ቅንያት’ዚ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ኣመሪካ፡ ካብቲ ፈጻሚ ይኹን ሓጋጊ ጨንፈር – ንእዋናዊ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣመልኪቶም ዝወጹ መግለጺታት ብኹሉ መዐቀኒታት ዝንቡዓትን ኣብ ሰላምን ርግኣትን ከባቢና ኣሉታዊ ሳዕቤናት ከኸትሉ ዝኽእሉን እዮም። ብፍላይ፡ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ድሮ መበል 30 ዓመት ጽምብል ናጽነት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወሰዶ፡ ምስ ሚዛንን ክብረትን ናይታ ሃገር ዘይከይድ ስጉምቲ፡ ሓደ ካብ ኣገረምቲ ውሳነታት እዩ። ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ፡ ክንዮ’ዚ ካልእ ስጉምቲታት ክስዕብ ከምዝኽእል እውን ኣፍኢሙ ኣሎ።ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ዓሱረ ዓመታት፡ ዞባና ብኸመይ ከምዝሓለፈ ንዝፈልጥ፡ እዚ ሕጂ ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ክስተት፡ ድምር ሳዕቤናት፡ ናይቲ ተኸታተልቲ ምምሕዳራት ኣመሪካ፡ ኣብዚ ዞባ’ዚ ክኽተልዎ ዝጸንሑ ዝንቡዕ ስትራተጂ ምዃኑ፡ ከም ማይ ንግሆ ንጹር እዩ። ምምሕዳራት ኣመሪካ፡ ብዋጋ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዞባናን፡ ነቲ የገልግለና’ዩ ዝበልዎ ስርዓት

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ