February 15, 2020

ቃለ-መሕትት ምስ
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ቀዳማይ ክፋል
ዞባዊ ጉዳያት

ክቡር ፕረዚደንት፡ ካብ መፋርቕ 2018 ጀሚሩ፡ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ኣብ ሓድሽን ዝተፈልየን ምዕራፍ ኣትዩ ይርከብ። ሓደ ካብ ዓበይቲ ፍጻመታት ከኣ፡ እቲ ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ኩነተ-ተጻብኦ፡ ብ9 ሓምለ 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣስመራ ዝተኸተመ ሓሙሽተ ኣዕኑድ ዘለዎ ኣጠቓላሊ ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን እዩ። ገስጋስ ናይ’ዞም ቀንዲ ኣዕኑድ ስምምዕ ሰላም ከመይ ኣሎ?

ነዚ ከም ፍጻመ ጥራይ – ካብ መቓን ኣውጺእካ ብቐሊል ክትርደኦ ይከኣል እዩ። ኣብ መፋርቕ 2018 ስምምዕ ሰላም ተፈሪሙ፡ ምሕዝነት ክምስረት ጀሚሩ ክበሃል ይከኣል። ግን፡ ኣብ መቓን ኣእቲኻ ክትርደኦን ናበይ ገጹ ይምዕብል ክትሓስብን ስለ ዝሕግዝ፡ ናብ ድሕሪት ምምላስ ከድሊ እዩ። ንምዝኽኻር ዝኣክል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ናይ 80 ዓመት ታሪኽ፡ ብናትና ዓይኒ ትርጉሙ እንክንመዝኖ፡ እዚ ንሰለስተ ወለዶታት ዝኸደ ቀጻሊ ዘይምኽኑይ ተጻብኦታት፡ እንታይ ምኽኑይነት ኣለዎ? ሕጂኸ መኸተምታኡ ድዩ ወይስ ኣይኰነን. . . እንተደኣ ኢልካ፡ መፋርቕ 2018 ምናልባሽ ከም ነጥበ መቐይሮ እዩ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል። ነቲ ከቢድ መስዋእቲ

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን