February 28, 2014

ቃለ መሕትት ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

President Isaias

ብኣጋጣሚ ስርሒት ፈንቅልን፡ ሓድሽ ዓመትን፡ ፕረዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ማእከናት ዜና ኤርትራ ስፊሕ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ።
ምስ ፕረዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተገብረ ምሉእ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ቃለ መጠይቕ ብዛዕባ፡- ህልው ኩነታት ኤርትራ፣ ቁጠባዊ፣ ማህበራዊ፣ ባህላውን ፓለቲካዊ ፕሮግራማት ኣብ ውሽጥን ደገን ዝምልከት እዩ።
ኣብ 2014 ኣብ ዝስርሓሎም ዘለውን ኣብ መደብ ተታሒዞም ዘለውን ሰፊሕን ዓሙቕን መግለጺ ተኻይዱ።
” ዝዀነ :ናይ ቁጠባ፡ ማሕበራዊ፡ ባህላዊ፡ ፖለቲካዊ ፕሮግራማት፡ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝካየዱ ንጥፈታት ናይ’ቲ ግንባር ምሕያል እንተ ዘይሃልዩ ዝዀነ ስራሕ ክስራሕ ኣይከኣልን ”
“ በብገጻቱ ክትግበር ተታሒዙ ዘሎ መደባት ኣባይቲ፡ ኩሉ ነዛ ሃገር ዝሰርሐ ዜጋ ገዛ ከም ዝህሉዎ ንምግባር ዝዓለመ’ዩ ”
“ ኣብ ናይ ወያነ ሓሸውየ ህዝባዊ ርክባት ግዜና እንተ ዘየጥፋእና ይሓይሽ ”
“ጎደቦኻ ምንባብን ግዜ ጽቡቕ ገይርካ ምርኣይን ኣገዳሲ’ዩ። ብደረጃ ዓለም ዝመጽእ ዘሎ ለውጥታት ቀሊል ነገር ኣይኰነን። ብስምዒት ዘይኰነ ብወግዓዊ መንገዲ ጽቡቕ ገይርካ ከተንብቦም ክትክእል ኣለካ ”
“ምምሕዳራዊ ዳግመ ውደባ ክሳብ መፋርቕ 2014 ክዛዘም’ዩ”
ሰናይ ንባብ።

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ