April 12, 2015

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶክቶር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ዳይረክተር ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ

ውሳነ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተ ዘፍቕድ ኣይኮነን
ባይቶ ጸጥታ ስምምዕ ኣልጀርስ ዘሰከሞ ሓላፍነት ኣይፈጸመን

ቃለ መጠይቕ ምስ ዶክቶር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ ዳይረክተር ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ

ብኣጋጣሚ መበል 13 ዓመት ውሳነ ኮምሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስ ዳይረክተር ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ ዶክቶር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ ቃለ መጠይቕ ኣካይድና ኔርና። ዶክቶር ድሕሊ ኣብ ቃለ መጠይቑ ሕጋዊ መሰረት ውሳነ ኮምሽን ዶብን ስርዓት ወያነ ነቲ ውሳነ ንምፍራስ ዘካየዶ ዝተፈላለየ ፍሹል ፈተነታትን ብምብራህ፡ እቲ ውሳነ ንዘተ ክፉት ከምዘይኮነን ይግባይ ከምዘይብሃሎን ኣረዲኡ። ንሱ ኣስዒቡ ባይቶ ጸጥታ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀርስ ንስርዓት ኢትዮጵያ ክገጥሞ ከምዘይከኣለን ብኣንጻሩ ኣብ’ቲ “ተቆጻጻሪ ጉጀለ ሶማል ኤርትራን” ዘቅረበሉ ናይ ሓሶት ጸብጻብ ተመርኲሱ ብ23 ታሕሳስ 2009 ብቁጽሪ 1907 ዝፍለጥ ዘይሕጋውን ዘይፍትሓውን ውሳነ ኣንጻር ኤርትራ ንምሕላፍ ከምዝተጓየየን ኣነጺሩ። ኣስዒብና እምበኣር ትሕዝቶ ናይ’ቲ ቃለ መጠይቕ ነቕርበልኩም።

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ