November 20, 2021

ቃለ መጠይቕ ምስ ጽሓፊ
ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን
ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
ዕምቆትን ትርጉም ኲናት ናደው እዚ

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ኤለክትሮኒካዊ መርበብ ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ምፍራስ ናደው እዚን ምሕራር ከተማ ኣፍዓበትን ምስ ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ። ዕላማ ናይ’ዚ ቃለ መጠይቕ’ዚ ድማ ትርጉምን ዕምቆትን ናይ`ዚ መሰረታዊ ወታደራውን ፓለቲካውን ዓወት እዩ። ከምዝዝከር፡ እንግሊዛዊ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ ባዚል ደቪድሰን፡ ኣገዳስነት ኲናት “ናደው እዝ” ልክዕ ምስ ኲናት ድያን ቢያንፉ ኣወዳዲሩዎ። ኲናት ምሕራር ከተማ ኣፍዓበት ኣብ 1988 ንቅኑዕነት ናይ’ቲ ኣብ 1978 ዝሓለፈ ውሳነ እስትራተጂያዊ ምዝላቕ ዘመስከረ’ዩ ነይሩ። እዚ ድማ ንምሕራር ከተማ ምጽዋዕ ኣብ 1990 መገዲ ከፊቱ። መግዛእታዊ ህላዌ ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ኤርትራ ኣብ 1991 ምሉእ

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን