May 31, 2014

ቃል ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብኣጋጣሚ በዓል ናጽነት

President Isaias Afewerkiክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ
ክቡራንን ክቡራትን፡ ኣጋይሽ ዕዱማት

ኣብዛ ሎሚ ዓመት 2014 ነብዕላ ዘለና ዕዝዝቲ ኣጋጣሚ ሓርነትናን ልዑላዊነትናን፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ፈተውቱን መሻርኽቱን ዮሃና! ነዚ በዓል ንምዕዛዝ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርናን ዓለምን፡ መሰናድኦታት ወዲቦም ብዝተፈላለየ መሳጢ መድረኻት ምርኢት ዘማዕረጉ ሽማግለ በዓላትን ኣባላት ሰራዊትን ሃገራውያን ማሕበራትን ተመሃሮን መንእሰያት ማሕበረ-ኮማትን ጥበባውያንን መሃዝትን፡ ባህላዊ ጉጅለታትን ፈተውቲ ህዝቢታትን ልዑል ምስጋና።

ፍሉይ ምስጋና፡ ኣብ መንጎና ንዝርከቡ ኣጋይሽ፡ ሓው ኢብራሂም ገንዱር፡ ሓው መሓመድ ጣህር ኤላ፡ ሓው መሓመድ ዮሱፍ ኣደም፡ ስለሱታፌኦም ንዕኦምን ህዝቢ ሱዳንን፡ ናይ ክብሪ ምስጋና ምስ ሰናይ ትምኒት።

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን