November 4, 2019

ካብ ምስጢራዊ ሰነዳት ትማሊ
ተራ “ሲኣኤ”ን (CIA) ሙሳድን – MOSSAD ኣብ ኤርትራ

ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ኣምኔስቲ ኢንተናሽናልን ሁማን ራይትስ ዎችን እተባህሉ ክልተ ውድባት፡ ኣብ ኤርትራ ሰሊኾም ንምእታው ዝወጠንዎ ናይ ሽርሒ መደብ ኣቕሪብና ኔርና። ሎሚ ድማ: 1. ብማእከላይ ወኪል ስለያ ኣመሪካ (CIA)፡ መንግስቲ ኤርትራ ንምግምጣል ተጠኒሱ ዝነበረ ናይ ምልዕዓልን ናዕብን ውጥን፥ 2. ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ፡ ናይ እስራኤል ናይ ሰለያ ትካል (ሞሳድ)፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምስይጣን፡ እቲ ትካል “ሓይልታት ሽበራ ማእከላይ ምብራቕ” ምስ ዝብሎም ኣካላት ብምትእስሳር፡ ብስቱር ዝዘርግሖ ናይ ሓሶት ውንጀላ ነቕርብ። እዞም እተጠቕሱ ፍጻሜታት ኣብ ካልኣይ መንፈቕ 2011 እተሃንደሱ ኮይኖም፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ምስ ዝነበረ ቅሉዕ ተጻብኦታት ቀጥታዊ ምትእስሳር ዝነበሮም እዮም። ከም ዝዝከር፡ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት፡ ንእተፈላለየ ግሎባዊ ስትራተጂታት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ እተፈጸሙ

download

Latest Articles

ንልክዕ መረዳእታ

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ሓጺር መብርሂ ብዛዕባ ዝምድና ኤርትራን ሩስያን