October 31, 2020

ዛንታ ምድምሳስ ‘ናደው እዝ’
Part I

ሰለሙን በርሀ
“….ህዝባዊ ግንባር፣ ንዓወት ግንባር ናቕፋ፡ ኣብ ውሽጢ’ቲ ዝተናውሐ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣውራ ድማ ኣብ ውሽጢ ወተሃደራዊ ምዕባለታት ናይ’ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣእትዩ እዩ ዝመዝኖ። እቲ መጥቃዕቲ ሓያል፣ ቅልጡፍን ዓሚቚ ስምብራት ዝገደፈን ምንባሩ ዘይክሓድ እዩ። ገዛእቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ካብ ዝጎብጥዋ ንደሓር፡ ንፈለማ ግዜ ኣብ ኣእምሮኦም፣ ‘መግዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ክቕጽል ድዩ ኣይቅጽልን?’ ዝብል ሕቶ፣ ከም ህጹጽ መልሲ ዘድልዮ እዋናዊ ጉዳይ ከም ዝለዓል ዝገበረ ስርሒት እዩ።……” ዋና ጸሓፊ ህ.
.ሓ.ኤ. ተጋ/ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መጽሔት ሳግም ቁ.14 መስከረም 1988
ኣብ ወርሒ መጋቢት 1988 ኣብ ግንባር ናቕፋ ዓሪዱ ንዝነበረ ‘ናደው እዝ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዓቢ ክፋል ሰራዊት መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ፍጹም ከበባ ብምእታው ዝተኻየደ ደምሳሲ ቀለቤታዊ መጥቃዕቲ፣ ኣብ’ቲ ብወርቃዊ ቅያታት ዝተመልአ ታሪኽ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ከም

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ