January 12, 2019

ዮሃና ንድምጺ ሓፋሽ ኣብ መበል 40 ዓመት ልደታ

መሓመድኑር የሕያ
ርእሰ-መሰል ህዝቢ ኤርትራ ተረጋጊጹ፡ ዓመጽ፡ ግዝኣትን ጭቆናን ምእንቲ ከብቅዕ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ፍትሓዊ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተወልደት ድምጺ ሓፋሽ፡ ናይ መጀመርያ ፈነወኣ ባሕቲ ጥሪ 1979 ካብ እትፍልም፡ ድሮ ኣርባዕተ ዕቑድ (40 ዓመት) ኰይኑ ኣሎ። ሕላገታ ዜናታት ሓቂ ዝዀነ ድምጺ ሓፋሽ፡ ነቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሓየለ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዝነበረ ወተሃደራዊ ስርዓት ደርግ፡ ኣብ መድረኽ ማስሚድያ ንሓሰቶ ቅርዓኑ ኣውጺኣ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ሃደሽደሽ ኣቢላቶ’ያ። ድምጺ ሓፋሽ፡ ቅድምን ድሕርን ናጽነት፡ ምስክር ሓቂ ኰይና ኣብ ልዕሊ ሓይላታት ጸላእቲ ኤርትራ ክትዕወት ዝኸኣለት ድማ፡ ናይ ሓቂ መሳርያ ስለዝዀነት’ዩ።ሰርዓት ደርግ፡ ምስቲ ኵሉ ዝነበሮ ወተሃደራውን ቴክኒካውን ዓቕሚ፡ ንመቓልሕ ሓቂ ከጥፍእ ዝነበሮ ህንዱድ ሃቐነታት፡ ድምጺ ሓፋሽ፡ ምስ ድምጺ ሰውራ ኤርትራ

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ