October 19, 2019

ጒዕዞ ኣብ ተዘክሮታተይ
ደራሲ : ኣሕመ ድ ጣህር ባዱሪ

ኣእም ሮ ወ ዲ ሰ ብ ናይ ም ርሳዕ ጸጋ ወ ይ ህያብ እ ተዓደለ`ዩ። እዚ ፍሉይ ባህሪ`ዚ ተፈጥሮኣዊ ኮይኑ፡ ሓደ ካብ ም ስጢ ራት ህላወ`ዩ። ልክዕ`ዩ፡ ኣእም ሮ፡ ሞ ት ም ህላዋ ዘኪ ሩን ንዘል ኣለም ካ ብ ህይወት ክስወ ር ም ዃ ኑ ተረዲኡን ኣብ ቐጻሊ ፍርህን ጭ ንቀትን ከይኣቱ ዝ ከላኸለሉ ነገር እንተሎ፡ እዚ ናይ ም ርሳዕ ባህሪኡ`ዩ። ስለዚ` ክርስዕ ዓቕሚ ካብ ሃለዎ፡ ንክም ሕ ርን ካብ ቂም፡ ሕ ነ ም ፍዳይ፡ ጽልእን ቅርሕንትን ክርሕቅ`ው ን ዓቕሚ ይህልዎ`ዩ። ይኹ ን`ም በር፡ ም ርሳዕ ናቱ ኣሉታዊ ሸነኻት ኣለዎ። ወዲ ሰብ፡ ከም ህይወታዊ ፍጡ ር፡ ንንጥፈታት ህይወቱ ዝም ልከቱን ዝሕብሩን ጭ ብ ጥታት ከይተረስዑ ከልዝው መ ዘኻኸሪ ም ስልታትን ጽሑ ፋትን ወይ ኣሰራትን እንተ ዘይገይሩሎም፡ ቀልጢ ፎ ም`ዮም ዝጠ ፍ ቑ ን ዝርስዑን። ንዚ ዝም ልከት ሓደ ገጣ ማ ይ ከም ዚ ይብል፡
ጽሑፍ ድሕሪ ጸሓፊኡ ንዘመናት ይነበር
ድራሲኡ ትሕቲ ባይታ ተደብ ዩ እንከሎ፡ ንዘልኣለም ይዝ ከር

download

Latest Articles

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

ንልክዕ መረዳእታ