February 8, 2020

ስርሒት ፈንቅል፣ ድሕረ ባይታ፡
ውጥንን ትግባረን መጥቃዕቲ

ሓጺር ድሕረ – ባይታ
ኣብ መስርሕ ልሙድ ኩናት ፡ ተጋጠምቲ ሓይልታት ብሰለስተ መድረኻት ይሓልፍ። ዝበርትዐ ዓቕሚ ዝሓዘ ወገን ኣብ መድረኽ መጥቃዕቲ ኣብ ዝህልወሉ፡ እቲ ክከላኸል ዝጸንሐ ወገን እንሓየለ ኣንተ ኸይዱ ድማ፡ ሚዛን ሓይሊ ይቀራረብ እሞ ክልተኦም ወገናት ኣብ መድረኽ ጃላነትይኣትው። ኣብ መድረኽ ጅላነት ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሓዩሉ ዝወጸ ድማ፡ ናብ መድረኽ መጥቃዕቲይሰጋገር። መድረኽ 1977-1978፡ ሰውራ ኤርትራ፡ ኣብ መድረኽ ስትራተጂያዊ መጥቃዕቲ ኣትዩ፡ ዝበዝሕ ክፋል ኤርትራ ተቘጻጺሩ፡ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ከብቅዕ ዝተቓረበሉ እዋን`ዩ ነይሩ። እንተዀነ፡ ኣብቲ ግዜ`ቲ ምስ ዝነበረ ናይ “ዝሑል ኩናት“ ውድድር ርእሰ-ሓያላን ዓለም ተኣሳሰሩ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ነዚ ኵነታት`ዚ ብመሰረቱ ዝቐየረ ፓለቲካዊን ወተሃደራዊን ምዕባለታት ተኸስተ። ኣብ እዋን ስርዓት ሃይለስላሰ፡ ኢትዮጵያ ጸግዒ ምዕራባውያን ሓይልታት`ያ ነይራ። ኣብ 1974 ስርዓት ሃይለስላሰ ብህዝባዊ ናዕቢ ተዓልዩ ፡ ደርግ ናብ

download

Latest Articles

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...

Hamid Idris Awate, the legend

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ ኤምባሲ ሃገረ...