July 27, 2019

ዕላማታት ሃገራዊ ኣገልግሎት

ኣዋጅ ቊጽሪ 82/1995

« ህዝባዊ መሰረት ዘሎዎ ቅርጡውን ኣድማዕን ሓይሊ ምክልኻል ምቛም፡
ኣብ ሓርነታዊ ቓልሲ ዝተዀስኰሰ ባህልን ክብርታትን ዓቂብካ፡ ንተረካቢ ትውልዲ ምውራስ፡
ፈታው ስራሕ፡ ብዲሲፕሊን ዝተሃንጸ ሓዲሽ ትውልዲ ምፍራይ፡
ጸጋ ሰብ ብዝተወደበን ዝሰልጠነን መገዲ፡ ኣብ ልምዓታዊ ስርሓት ብምውፋር፡ ቊጠባ ሃገር ምምዕባል፡
ኣብ ማእከላት ስልጠና ስሩዕን ቀጻልን ታዕሊምን ሞያዊ ስልጠናን ብምሃብ፡ ንሞያዊ ክእለት ምምሕያሽን ንኣካልዊ ብቕዓት ምድልዳልን።
ሓድነት ኣብ ሃገራውነት እናዀስዀስካ፡ ትሕተ ሃገራዊ ስምዒታት ምጥፋእ፡ ሃገራዊ ውህደት ምርግጋጽ እዩ። »

Latest Articles

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...