January 25, 2020

ዶክተር ሓሊማ መሓመድ
“ሓዳርን ትምህርትን ብሓባር
ከተዕብዮ ይከኣል’ዩ”

ዮሴፍ ሃይለማርያም
ኣግእዞ

ተጠቒምናሉ እንታይ ረቢሕናሉ? ቋንቋ ኣደ ኣብ መባእታ ኰነ ኣብ ልዕሊኡ ደረጃታት ትምህርቲ ረብሓኡ እንታይ’ዩ? ኵለን ቋንቋታት ኤርትራ ኣብ ምንታይ’የን ማዕረ? ተሪፉወን ዘሎ’ኸ እንታይ’ዩ? ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ናይ ሓባር ቋንቋ ዘይምህላው ኣብ ትምህርትን ካልእን እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ? ብቛንቋ ላቲን ዝተማህሩ ዜጋታት ብሄረ ቢለን፡ ዓፋርን ሳሆን ናይ ግእዝ ጽሑፍ ዘይምፍላጦም እንታይ ጸገም ይፈጥረሎም? ዝብል ሰፊሕ መጽናዕቲ’የ ኣካይደ። ኣብ’ቲ መጽናዕቲ 702 ተማሃሮን 125 መማህራንን ኣሳቲፈ። ኣብ ናይ ቋንቋ ፖሊሲና ዘሎ ሕጽረታት ንምልላይ’ውን፡ ኣብ ሚኒስትሪታት ትምህርትን ዜናን፡ ኣብ ሃገራውያን ማሕበራትን ካልእን፡ ናይ ትሽዓተ በበይኖም ጕጅለታት ክትዕ ኣካይደ። ብተወሳኺ ምስ ሓለፍቲ ህግደፍን ኣብ ፖሊሲ ትምህርቲ ዝነጥፉ ሓለፍቲ ሚኒስትሪ ትምህርትን መማህራንን ቃለ-መጠይቕ ገይረ። መጽናዕተይ

download

Latest Articles

ዘተ ሚሸል ኮሎን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...