February 3, 2020

ምጽዋዕ መበል 30 ዓመት
ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ትጽንብል
10 ለካቲት 1990 – 10 ለካቲት 2020

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቅነ’ዚ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊ ስርሒት “ፈንቅል” ይጽንብል ኣሎ። ካብ 8 ለካቲት ክሳብ 10 ለካቲት 1990 ዝቀጸለ ደምሳሲ ስርሒት ፈንቅል ነዛ 127 ደሴታት ዝሕቆፈት ኣብ ማእከላይ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ እስትራተጂያዊትን ቅርሳዊትን ከተማ ምጽዋዕ ሓራ ኣውጺኡዋ። ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ኢድ ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ምውዳቃ ኸኣ፡ ንመግዛእታዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣንኮላይ ንኹሎም’ቶም ምስኡ ዝተመሓዘዉ ብሶቬት ሕብረት ነበር፡ ምብራቕ ጀርመን ነበርን ደቡብ የመን ነበርን ዝውከሉ ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ሓይልታት ዓቢ ጽፍዒት’ዩ ነይሩ። እዞም ሓይልታት እዚኣቶም ኣንጻር ሰውራ ኤርትራን ፍትሓዊ ሓርነታዊ ቃልሱን ደው ብምባል ንመግዛእቲ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ሓገዛት ኣብ ምስናቕ ዓቢ

dwnload

Latest Articles

ሓጺር ታሪኽ ሕጋዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam Permanent...

Conversation with Ceramic SculptorNasser Abdelwasie