November 2, 2024

ሓሶት እንተተደጋገመ ሓቂ ከይመስል
ረፈረንደም እውን ወፍሪ ጥምዘዛ ታሪኽ ኣረኻኺቡሉ !

ሰረበ እስቲፋኖስ
ኣብ ዝሓለፈ መዋእል፡ ስርዓታት ኢትዮጵያ፡ ታሪኽ እናጠምዘዙን ልቢ ወለድ ታሪኽ እናፈጠሩን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ሃገር ኣልቦ ክገብሩዎ፡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኣታሊሎም ናብ መጋርያ ኲናት ክጠብስዎ ብዙሕ’ዮም ሃሊኾም። እዚ ጥምዘዛ ታሪኽን ናይ ሓሶት ድርሳናትን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ እውን ኣየብቅዐን። ነቲ ኤርትራዊ ናጻ ህዝብን ሃገርን ከምዝነበረን ከምዝዀነን ብቓልሱን መስዋእቱን ደጊሙ ዘረጋገጾ ሓቂ፡ ብመገዲ ጽሑፋቶም ኣቢሎም ክብርዝዎ ዝከኣሎም ይጽዕሩ ኣለዉ። ብሓጺሩ ሃገርን ታሪኽን ዘይብሉ ሕብረተሰብ ገይሮም ክቐርጹዎ ህርዲግ ምባል ኣይገደፉን። እቲ ቅድም፡ ብገዚፍ ወተሃደራዊ ዓቕሚን ናይ ሓሶት ድርሳናትን ዘይሰመረ ዕላማ ጥምዘዛ ታሪኽ፡ ሕጂ ድሕሪ ስዕረት

download

Latest Articles

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...