June 16, 2018

ሓጺር ታሪኽ
ብዛዕባ
መዝገበ-ቓላት ትግርኛ

ብ ተክአ ተስፋይ
እተሰናደወ

ዕዮ መዝገበ-ቓላት ትግርኛ፡ ንተገደስቲ ልሳንያት ዜዕግብ ነዊሕ ታሪኽ የብሉን። ከመይሲ፡ እቲ ዝርካቡ ትግርኛ ጠቀስ መዝገበ-ቓላት፡ መብዛሕትኡ ናብ ወይ ካብ ካልእ ባዕዳዊ ቛንቛ ብምትርጓም እተዳለወ እዩ ዝነበረ። ኣብ እዋን መግዛእቲ ኢጣልያ፣ ሒደትን ንኣሽቱን ትግርኛ-ጣልያንኛ ዝትሕዝቶኡ መዝገበ ቓላት ምንባሩ ዚክሓድ ኣይኮነን። መብዛሕትኡ ኻብዚ፡ ነቶም ገዛእቲ ብዜገልግል ኣገባብ እተዳለወ ደኣ`ምበር፡ ነቲ ቛንቛ ንምድንፋዕ ወይ ድማ ነቲ ወደባት ንምጥቃም ተባሂሉ እተገብረ ኣይነበረን። ካብቲ ኣብ እዋን መግዛእቲ ኢጣሊያ እተሳላሰለ ዕዮ ኣበርክቶ ነይርዎ ኺብሃል ዚክኣል፡ እቲ ብኻህን ፍራንቸስኮ በዓል ባሳኖ ተሰናድዩ ብ1918 እተሓትመ ነበረ። ብድሕሪ መግዛእቲ ኢጣልያ ብትሕዝቶኡ ኣገዳሲ ዚብሃል፡ እቲ ብኣባ የውሃንስ ገብረእግዚኣብሄር ተዳልዩ ብ 1958 እተሓትመ፡ ኣስታት 19.000 እታው ዘስፈረ መዝገበ-ቓላት ትግርኛ-ኣምሓርኛ እዩ። ኣብዚ ዕዮ እዚ፡ ወከፍ እታው ርእሱ ኽኢሉ ተመዝጊቡ ኣሎ። እቲ መዝገበ-ቓላት፡ ካብቲ ቕድሚ ሽዑ

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...