July 29, 2017

መልሲ “ብዛዕባ ሽግር ዶሜራ” ብዝምልከት
ንዝተዋህበ መልሲ ኣልኣህራም

ዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ጽሓፊ ዓጥያ ዒሰዊ “ ሽግር ዱሜራ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓደ ዓንቀጽ ምስ ጽሓፈ ቀዳማይ መልሲ ድሕሪ ምሃበይ፡ ኣብ ታሪኻዊ፡ ፖለቲካውን ሕጋውን ሰነዳት ዘይኮነስ፡ ከምቲ ጽሓፊ ባዕሉ ዝመስከሮ ኣብ በራሪ ዜናዊ ትንተናታት ናይ ሮይተርን ቢቢሲን ኣፍሪቃን ዓረብን ኔት ተመርኩሱ ኣብ ዝሃቦ መልሲ ካልእ ቀታሊ ጌጋታት እንተ ዘይፍጽም ንካልኣይ ግዜ መልሲ ክህብ ድሌት ኣይነበረንን።

Latest Articles

Statement delivered by Minister Osman Saleh Mohammed

Eritrean delegation participating in United Nations...

Keynote remarks by Minister Osman Saleh at the State of...