September 23, 2013

መቕድም

ብኢሳይያስ ኣፍወርቂ
ፕረዚደንት ኤርትራ

መቕድም ብኢሳይያስ ኣፍወርቂ ፕረዚደንት ኤርትራ

ንብዙሓት ግዱሳት ሃገራውያንን ሓርበኛታትን፣ እናጸንሐ ዚመጽእን ዚኸይድን፤ ብቐጻሊ ዘሰክፍን ዘየቕስንን ጒዳይ ኣሎ፣፣ ‘’እቲ ታሪኽ’ቲ…..እቲ ዂሉ ተወፋይነት…..እቲ ዂሉ ቕያን ጅግንነትን፣…..እቲ ዂሉ ብልሕን መሃዝነትን፣….. እቲ ዂሉ ጽሬት ልብን ኣተሓሳስባን፣…..እቲ ዂሉ ድኻምን ዓቕልን ተጻዋርነትንሲ…..ብላሽ ኪሓልፍ፣….. ከም ዘይነበረን ከም ዘይተገብረን ሃሲሱ ኺተርፍ፣…..እቶም ነቲ ዂሉ ቕያቲ ሰሪሖም ዝተሰውኡኸ ከም ማንም ኪርስዑ፣…..’’ ዚብል ቅሳነት ዚህውኽ ሕልናውን ሓላፍነታውን ስክፍታ፣፣ እዋን እናሓለፈ፤ ዝሓለፈ እናተረሰዐን እናሃሰሰን፣ ግዜ እናጸበበ ብዝኸደ መጠን ከኣ፤ መጠን ናይ’ቲ ስክፍታ ይዛይድ፣፣

Latest Articles

“Eritreans are not only patriotic, but they are also...

Hajayat Mendal: A Cultural Powerhouse and Inspiration...

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...