June 18, 2026

መባእ

ግጥሚ ብ/ሰሎሞን ጸሃየ
መጒተ ረቲዐ
ተዋጊአ ኣድሚዐ።
ተኽለይ ተኽሊ ራህዋ
ተኽሊ ሰናይ ተኽሊ ጸጋ፡/
ብጭዃሮ ዓጽመይ ተዀስኲሳ
ብመስኖ ኣንጕዐይ ተርኪሳ፡
ዓንቢባ – ነብሰ ስጋይ ተመጊባ
ፈርያ – ደም ረሃጸይ ሰትያ።

download

Latest Articles

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...

Hamid Idris Awate, the legend

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ ኤምባሲ ሃገረ...