May 1, 2026

መግለጺ ሃኮሰኤ ብምኽንያት ሓደ ግንቦት
ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት

ሓደ ግንቦት 2026
ውዳበ ሰራሕተኛታት፡ ደራኺ ንልምዓት!’
ባሕቲ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት 2026፡ ብደረጃ ዓለም ንመበል 136፡ ብደረጃ ሃገር ድማ ንመበል 35 ዓመት ግዜኡ ይዝከር ኣሎ። ብምኽንያት’ዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ከም ወኪል ናይቶም ኣብ ዕዮን ኣብ ኵሉ ሃገራዊ ጻውዒትን ብዘይ ተጕላባነት ኣብ ቅድሚት ዝተሰለፉን ዝስለፉ ዘለዉን ሰራሕተኛታት፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓይልታት ምክልኻሉን ኣብ ሃገራት ወጻኢ ዝነብር ዜጋን እንቋዕ ኣብዚ ኣብቅዓና ይብል። ናይ ሎሚ ዓመት ቴማ ጽንብል ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ‘ውዳበ ሰራሕተኛታት፡ ደራኺ ንልምዓት!’ ዝብል’ዩ። ታሪኽና ከም ዝምስክሮ፡ ዝተወደበ ሰራሕተኛ ሓርነቱ ዝኣወጀን ተመሊሱ ስለ

download

Latest Articles

الدكتور/ بدر عبد العاطي وزير الخارجية والتعاون الدولي المصري

Exclusive Q&A: ‘We Consider Eritrea a Pillar of...

الرئيس الارتري: تجاوز حالة الاضطراب في حوض النيل …اولوية