March 26, 2023

ምርኡይ ገበነኛ – ይኸውን ዳኛ

ብምኽንያት መበል 20 ዓመት ዝኽሪ ወራር ዒራቕ፡ ብዝተፈላለየ ማዕከናት፡ መዳርግቲ ዘይርከቦ ገበናት ኲናት ኣመሪካን መሻርኽታን ዘቃልዕ መሰክሕ ሓበሬታታት ዝሓዘ ብዙሕ ጽሑፋትን ሰነዳዊ ፊልምታትን ክዝርጋሕ ቀንዩ ኣሎ። ኣጃሙ ባራካ ዝተባህለ ሓደ ኣመሪካዊ ጸሓፊ ንኣብነት፡ “ኪዳን ዕብለላ ኣመሪካ፡ ሕብረት ኤውሮጳን ኔቶን – ዝዓበየ ኣህጉራዊ ስግኣት ፕላኔትና” ብዝብል ኣርእስቲ ብ22 መጋቢት 2023 ኣብ ዘሕተሞ ጽሑፍ፣ ኣብ ሰርብያ፡ ደሞክራስያዊት ሪፑብሊክ ኮንጎ፡ ኣፍጋኒስታን፡ ዒራቕ፡ ሊብያ፡ ሶርያ፡ የመንን ካልእ ከባቢታት ዓለምናን ጠንቂ ህልቂት ሚልዮናት ሰባት ዝኾኑ፡ መራሕቲ ኣመሪካ ቢል ክሊንተን፡ ጆርጅ ዳብልዩ ቡሽ፡ ባራክ ኦባማ ከምኡ’ውን ናይ ብሪጣንያ ቶኒ ብሌር፡ ብዘይ ተሓታትነት ናጻ ሰባት ኮይኖም ክንቀሳቐሱ ምርኣይ፡ ነዛ ብሰብኣዊ መሰላት እትመጻደቕ ዓለምና ዘሕፍር ምዃኑ ይገልጽ’ሞ፡ ብደረጃ ዓለም ዝተኣከበ ርእይቶ፡ ዝበዝሕ ህዝቢ ዓለም “ኣመሪካ

download

Latest Articles

The Midas and Lycaon Curses: A Fatal Ambition

ባሕቲ መስከረም 1961 ቁልዒ ዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ደምሳሲ...

Cableway in Eritrea: its History and Prospects for its...