December 2, 2022

ምስዋር ጽልኢ – ዝኸፍአ ገበን

ኣብ 2018፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘንቀሎ ናይ ዕረያ (reform) መስርሕን ብዞባ ደረጃ ዘርሓዎ ሓድሽ ምዕራፍ ሰላምን ምሕዝነትን ብምኹላፍ፡ መንኰርኰር ታሪኽ ንድሕሪት ንምምላስ ዝተወልዐ ናይ ውክልና ኲናት (proxy war) ኣስዒብዎ ዘሎ ከቢድ ሰብኣዊ መቕዘፍቲን ዕንወትን፡ ሓደ ካብ ዘሕንኽ ዛንታታት መበል 21 ክፍለ-ዘመን ኮይኑ ኣብ ታሪኽ ሰፊሩ ኣሎ። ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ፍልቀት ሓደ ሃገር ጣልቃ ብምእታው፡ ንሓደ ክፋል ሕብረተሰብ ብዘየለ ተጻብኦን ከበባን ኣርዒድካ፡ ናይ ተነጽሎን ምጉናይን ጭኑቕ ስነ-ኣእምሮ ፈጢርካ፡ ምስ ኣሕዋቱን መናብርቱን ምንቛት፡ ዘስገድግድ ገበን ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ኮይኑ፡ እዚ ዘይምኽኑይ ኲናት፡ ድሕሪ ደጊም ብዞባ ደረጃ ትምህርቲን ንቕሓትን ክቕሰሞ ዝግባእ መሪር ተሞኩሮ ሓዲጉ ኣሎ። የግዳስ፡ ድሕሪ’ዚ ኩሉ ህልቂትን ዕንወትን፡ ሰላም ክሰፍን ተስፋ ኣብ ዝተሰንቀሉ ሰዓት እውን፡ ነዚ ብፍሽለት ዘኽተመ ብዓንተቦኡ ኣድላይነት ዘይነበሮ ኲናት፡ ብኻልእ መልክዕ ንምቕጻሉ፡ ጽልኢን

download

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...