February 7, 2023

ምጽዋዕ
መበል 33 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል
10 ለካቲት 1990 – 10 ለካቲት 2023

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቅነ’ዚ መበል 33 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊ ስርሒት “ፈንቅል” ይጽንብል ኣሎ። ካብ 8 ለካቲት ክሳብ 10 ለካቲት 1990 ዝቀጸለ ደምሳሲ ስርሒት ፈንቅል ነዛ 127 ደሴታት ዝሕቆፈት ኣብ ማእከላይ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ እስትራተጂያዊትን ቅርሳዊትን ከተማ ምጽዋዕ ሓራ ኣውጺኡዋ። ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ኢድ ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ምውዳቃ ኸኣ፡ ንመግዛእታዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣንኮላይ ንኹሎም’ቶም ምስኡ ዝተመሓዘዉ ብሶቬት ሕብረት ነበር፡ ምብራቕ ጀርመን ነበርን ደቡብ የመን ነበርን ዝውከሉ ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ሓይልታት ዓቢ ጽፍዒት’ዩ ነይሩ። እዞም ሓይልታት እዚኣቶም ኣንጻር ሰውራ ኤርትራን ፍትሓዊ ሓርነታዊ ቃልሱን ደው ብምባል ንመግዛእቲ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ሓገዛት ኣብ ምስናቕ ዓቢ ተራ ዝነበሮም እዮም። ጅግንነታዊ ስርሒት “ፈንቅል” በቲ ልክዕ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ክብደቱ እንተ እንተ ድኣ ዘይሪኢናዮ ድማ ዕምቆቱን ኣገዳስነቱን ክርድኣና ኣይክእልን …

download

Latest Articles

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ...

Statement by Ambassador Sophia Tesfamariam

كلمة السفير الروسي د. السيد إيغور ن.موزغو