September 27, 2025

ርሑስ መዓልቲ ቱሪዝም!
መልእኽቲ ሚኒስትሪ ቱሪዝም ብኣጋጣሚ
ኣህጉራዊ መዓልቲ ቱሪዝም 2025

ንሰሙን መመላእታ፡ ብሃገር ደረጃ፡ ብምውህሃድ ኣካላት መንግስትን ዝተፈላለያ ማሕበራትን ኣብ ኩለን ዞባታት ዝሰላሰል ዘሎ ቅነ-ቱሪዝም ብዝተፈላለዩ መሰናድኦታት ክብዓል ቀንዩ‘ሎ። ዓመት መጸ መዓልቲ ቱሪዝም ከነብዕል እንከለና ንስለ በዓል ዘይኮነ፡ ትግባረ ዝተወጠኑ መደባትና እንግምግመሉን መጻኢ መደባትና እንቕይሰሉን ኣጋጣሚ ስለ ዝኾነ እዩ። ጽላት ቱሪዝም፡ ኣብ ቍጠባ ሃገርና – ማለት ኣብ ጃምላ ዘቤታዊ እቶት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምምሕያሽ መነባብሮ ህዝቢ፡ ሓደ ካብቶም ዕዙዝ ተራኦም ዝጻወቱ ዘለዉ ጽላታት ኮይኑ፡ ንመጻኢ እውን ብመጠን ዘመዝግቦ ገስጋስ፡ ኣብ ቍጠባ ሃገር ዝህልዎ እጃም

download

Latest Articles

Foreign Minister Osman Saleh’s Statement at the 80th...

መደረ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል...

ርሑስ መዓልቲ ቱሪዝም! መልእኽቲ ሚኒስትሪ ቱሪዝም...