July 4, 2025

ርእሰ ዓንቀጽ፡
ጭጒራፍሲ ባዕላ ሃሪማ ተእዊ

“ዓሻ ንነገር የተዓባብዮ፡ ይሓላልኾ፡ ዝያዳ ጎነጻዊ ይገብሮ፣ ብልሂ ግን ብትብዓት ናብ ዝሓሸ ማእዝን የቕንዖ”፥ ኣልበርት ኣይነስታይን

ጉጅለ ‘ፕሮስፐሪቲ’ ብዘቤታዊ መዋጥር ምሒር ተጨኒቑ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ህድማ ንቕድሚት መሪጹ ኣሎ። ብቅብጸተ ተስፋ፡ ጉዳያት ንምትሕልላኽ ከባርዖ ዝሕልን ዘሎ ኲናታት ንምምኽናይ፡ ብሰልበጣ፡ ሓሶትን ጠቐነን፡ ንኤርትራ ዝኸስስ ደብዳበታት፡ ካብ ሕቡራት ሃገራት ጀሚርካ ናብ ዝተፈላለየ ኣካላት ማሕበረሰብ ዓለም ክልእኽ ቀንዩ።  ከምቲ ምስላ ዓረብ ዝብሎ፡ “ሃሪሙኒ በኽዩ፡ ቀዲሙኒ ጠሪዑ” እዩ ነገሩ። እዚ ስልቲ’ዚ ሓድሽ ክስተት ኣይኰነን። ናይ ሕጂ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ቃለ-መጠይቕ፡ “ኣብ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ 1998፡

download

Latest Articles

الإعلام المحلي في حوار مع الرئيس إسياس أفورقي

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

السفارة والجالية السودانية تحتفل بالذكرى الــ 70 لإستقلال السودان