August 25, 2018

ስምምዓት ሰላም ንምድንፋዕ. . ጉዑዞ ይቐጽል
መሐመድ ኑር የሕያ

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናይ ፈለማ በረራኣ ናብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ሞቃዲሾ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ክትፍልም ምዃና ትጽቢት ከም ዘሎ፡ መርበብ ሓበሬታ ንዩ ሶማሊ ካብ ግሮይ ኦንላይን ዝረኸበቶ ሓበሬታ ኣቃሊሓ።ምጅማር በረራ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞቃዲሾ፡ ድሕሪ ኣስታት ወርሒ ማለት ኣብ ዕለት 18 ሓምለ ናይ ፈለማ በረራኣ ናብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብኣጋጣሚ ዝኸውን ዘሎ እዩ።ድሕሪ 20 ዓመት ኣቢሉ፡ ናይ ፈለማ ነፋሪት ኢትዮጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክትዓልብ እንከለ፡ ድሕሪ ገለ መዓልታት ድማ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦለ ድሕሪ ምዕላባ፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ 40 ዓመት ማለት ካብ 1977 ኣብ መንጎ ክልተኤን ሃገራት ኰናት ዝተኽስተሉ እዋን ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ተቛሪጾ ዝጸንሐ በረራ፡

Latest Articles

الإعلام المحلي في حوار مع الرئيس إسياس أفورقي

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

السفارة والجالية السودانية تحتفل بالذكرى الــ 70 لإستقلال السودان