January 19, 2023

ስብሓት ንሰራዊት ኤርትራ!

መሰታ ኣልቦ ክሕደትን ቀቢጻዊ ስጉምቲን ሕዳር 2020፡ ፈጣን ግብረ-መልሲ ስለዝቘጸዮ እምበር፡ ብሃንደበትነቱን መራሕቲ ዕብዳን ዝተኣማመንሉ ብልጫን ከስዕቦ ዝኽእል ዝነበረ ሓደጋ ክብደቱ ክትምጥኖ ዘጸግም’ዩ። ከምኡ ዓይነት ድቦላ ኣይኮነን’ዶ ንሓድሽ መንግስቲ ንድልዉ መንግስቲ’ውን ኣዝዩ ፈታኒ’ዩ። ከምዝፍለጥ፡ ነበር-ጉጅለ-ማለሊት ንናታ ጸቢብ ዕላማታት ክትብል፡ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ደይ መደይ ኢላ ብቕዓቱ ረሚሳቶ እያ። ብዓሌታዊ ስምዒት ገዛዚዓ፡ ሃገራውነቱ ኣብ ልዕሊ ምምሳን፡ 30% ቁልፊ እዚታት ኣጋር ሰራዊት፣ ከምኡ’ውን 60% ዓቕሚ መካናይዝድ ሓይሊ፡ ስለያን መራኸቢታትን ብናታ ሰባት ከምዝበሓት’ያ ገይራ። ነዚ ጸብለልታ’ዚ ሒዛ ዝወጠነቶ መጥቃዕቲ ከኣ፡ ከም ዓሻ ድፍረት ዝርአን ዝንዓቕን ኣይኮነን። ሓደገኛነቱ ኣእምሮ ዘለዎ ኩሉ ክግምቶ ዝኽእል’ዩ። 1) ዕላማ’ቲ መጥቃዕቲ፡ ዝዓበየ ክፋል ሰራዊት ኢትዮጵያ ‘ሰሜናዊ-እዝ’ ኣልሚስካ፡ 80% ኣጽዋር ሃገር ቀሚዕካ፡ ናብ ኣራት-ኪሎ ብምምራሽ መንግስቲ ምዕላው’ዩ ነይሩ። ይኹን’ምበር ህዝቢ ኢትዮጵያ፡ ነቲ

download

Latest Articles

كلمة وزير الشئون الخارجية السيد/ عثمان صالح أمام الدورة الـ 81...

መደረ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል 81 ኣኼባ...

بيان وزارة الخارجية الارترية أثيوبيا ترتكب عملا عدائيا