November 25, 2023

ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ
ምስ ጋዜጣ ኣልሸርቕ ኣልኣውሰጥ

ትርጉም – ሱሌማን መሓመድ ስዓድ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዋዕላ ንግስነት ስዑዲዓረብ-ኣፍሪቃ ኣብ ዝተሳተፈሉ መዓልታት፡ ምስ ጋዜጣ ኣልሸርቕ ኣልኣውሰጥ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ ነይሩ። እቲ ቃለ-መሕትት ኣብ ዞባዊን ዓለማዊን ጉዳያት፡ ኣብ ሽርክነት ስዑዲ-ዓረብ – ኣፍሪቃ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኮረ እዩ ነይሩ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ካብ ዓረብኛ ተርጒምና ነቕርበልኩም።
* ዝምድና ስዑዲ ዓረብ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ፍሉይነት ዘለዎ’ዩ ተባሂሉ ይጥቀስ። ንስኻትኩም ከም ተሳተፍቲ ናይዚ ዋዕላ’ዚ፡ ፍሉይነቱ እንታይ’ዩ ትብሉ?
– የቐንየለይ። ከምቲ ዝበልካዮ ዋዕላ ስዑዲ ዓረብ-ኣፍሪቃ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታትን መድረኻትን ካብ ዝካየዱ ዘለዉ ዋዕላታት ፍሉይነት ኣለዎ።

download

Latest Articles

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...

Hamid Idris Awate, the legend

ዜና ሓሶት ብዛዕባ መርከብ ሽኵሹኳ ኤምባሲ ሃገረ...