December 23, 2017

ቃለ-መጠይቕ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ

ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ኣካይዱ ነይሩ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ’ውን ኣብጺሑ። ምስ’ዘን ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለና ሓባራዊ ረብሓታት እንታይ ይመስል? ትጽቢትና’ኸ?

እተን ኣብ ውሽጢ እዘን ዝሓለፋ 3-4 ኣዋርሕ ዝበጻሕናየን፡ ግብጺ፡ ጫድን ሩዋንዳን እየን – ውሱናት እየን። እቲ ምስኣተን ዝጸንሓና ዝምድና ገሊኡ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ዝነበረ ኮይኑ፡ ዝያዳ ንምድማቑን ንምድልዳሉን ተባሂሉ ዝተገብረ ድማ እዩ። ምስተን ዕሙቕ ዝበለ ዝምድና ዝጸንሓና ኸኣ ብዝያዳ ንምስፍሑን ንምድልዳሉን እዩ። ነቲ ዝምድናታት ንምድልዳል ናይ ፕረዚደንት ኢሳይያስ መልእኽትታት ኣብጺሕና። መልእኽትታት ፕረዚደንት ብዝተፈላለየ መንገዲ እውን ይኸይድ እዩ። ንኣብነት ብዛዕባ ዳግመ ምውዳብ ናይ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳስነት እውን ስለዝነበሮ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ኩሎም መራሕቲ ሃገራት ብዛዕባኡ ዝምልከት ኤርትራ ዘለዋ ርእይቶ

Latest Articles

Men’esey November 2025 Men’esey Magazine

طرح الموضوع مباشرة بدلاً من المراوغة…!!!

Statement by Ambassador Salih Omar Abdu at the 7th...