November 20, 2021

ቃለ መጠይቕ ምስ
ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን
ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ፡ « ድ.ሓ.ኤ. »
ልዑል ሃገራውነት ዝነደቐት ማዕከን ዜና’ያ”

ብግርማይ በርሀ (ዓሲንባ )
– ምስረታ ድ.ሓ.ኤ. ዝደረኸ ኩነት?
* ኣብ ኣጋጣሚ ምምስራት ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ፡ ንኣንበብቲ ብዛዕባ ታሪኻዊ ጉዕዞ ድ.ሓ.ኤ ምግላጽ ኣዝዩ ኣገዳሲ’ዩ። ድሕረ ባይታ ኣመዓባብላ ሜድያ ምርኣይ ከኣ ተበጺሑ ንዘሎ ደረጃ ንጹር ስእሊ ኣብ ምሃብ ሓጋዚ እዩ። ሜድያ ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ግዜ ጣልያን እዩ ጀሚሩ። ጣልያን ንናቱ ረብሓ፡ መምርሒታት የውጽእ፣ ብዝተፈላለዩ መንገድታት ኣብ ኣኼባታት፡ ኣብ መርዓ ነቲ ናቱ ፖሊሲን መደባትን ንምግላጽ ብዝተፈላለየ ሜድያ ይጥቀም ነይሩ። እንግሊዝ ምስ መጸ ኣብ ነሓሰ 1941 ንመጀመርታ እዋን ሓደ ኣዋጅ ኣውጺኡ። ካብ ሎሚ ንድሓር ብማስ ሚድያ (መራኸቢ ብዙሓን) መምርሒታትና ከነውጽእ ኢና፣ ህዝቢ ድማ ብዛዕባ እቲ ዝግበር ክፈልጦ ኣለዎ፣ ርእይቶ እንተለዎ ሜድያ

download

Latest Articles

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا

الفاتح من سبتمبر 1961 وتحولت شرارة الكفاح المسلح الى بركان جامح ـ...