January 19, 2026

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ 2026

ክቡር ፕረዚደንት ኣብ ዝሓለፈ ቃለ መጠይቓትካ፡ ንህሉው ዓለማውን ዞባውን ኩነታት ብዝምልከት ምስናይ ደሕረ ባይታኡ ሰፊሕን ዝርዝራውን መብርሂታት ክትህበሉ ጸኒሕካ ኢኻ። ካብዚ ብምብጋስ ናይ ሎሚ ሕቶታትና ብሕጽር ዝበለ፡ ናብ እዋናዊ ምዕባለታቱ ዝቐንዐ እዩ። ፈለማ ብዓለማዊ ኩነታት ጀሚርና፡ ናብ ዞባናን ዘቤታዊ ጉዳያትን ክንሰግር ኢና። ኣብዚ እዋን እዚ ብደረጃ ዓለም ዝግሃድ ዘሎ ተገላባጢ ክስተታት፡ ዘይርግኡነት፡ ተሃዋሲ ባህርያትን ዘይንጹር ኣንፈትን፣ ንመሰጋገሪ መድረኽ ግሎባዊ ስርዓተ ምሕደራ ዘጉልሕ እዩ። እቲ ምሉእ ስእሊ ገና ደብዛዝ እኳ እንተሎ፡ ብዓማሚን ሓጺርን ገምጋም፡ ጽልዋታቱ ኣብ ኣፍሪቃን ዞባናን እንታይ ክመስል ይኽእል፧

download

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا