March 8, 2023

ቃል ሃማደኤ: ብምኽንያት 8 መጋቢት
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ “ኤርትራዊት፡
መኪታ ተድምዕ ብርሃጻ ተልምዕ!”

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ “ኤሪትራዊት፡ መኪታ ተድምዕ ብርሃጻ ተልምዕ!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ – ከም ወትሩ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ዲያስፖራን ብክብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪራ ትውዕል ኣላ። ናይ ሎሚ ዓመት 8 መጋቢት ኣብ ፍልይ ዝበለ ታሪኻዊ ምዕራፍ’ያ ትዝከር ዘላ። ዘለናዮ እዋን፡ ህዝቢ ኤርትራ ንምንብርካኹ ዘንቀደ ብዙሕ ዝዓይነቱ ሽርሒታት መኪቱ ዘፍ ዘበለሉ፡ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብልዑል ጅግንነት ንቀንጠብጠብ ተደናደንትን ዓንደርትን ዝእድብ ቅያ ፈጺሙ ብኣንጸባራቒ ዓወት ዝወጽኣሉ፡ ናይ ሓበንን ኩርዓትን እዋን እዩ። ተሳትፎ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ሰውራ፡ ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኹሉ መዳይ ምሉእ ክኸውን ዘኽኣለ ኣካል ቃልሲ መላእ ህዝቢ እዩ። እዚ ስለዝኾነ ልኡላውነት ንምውሓስ ኣብ ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ብርቱዕ ተጋድሎ፡ ማዕረ ደቂ-ተባዕትዮ ኣሕዋተን ኣብ ቅድመ ግንባር ይኹን ደጀን ተሰሊፈን ካብአን ዝሕተት ግቡኣት ብምፍጻም፡ ብሓበን እናተዘከረ ዝነብር ድሙቕን ፍሉይን ታሪኽ ሰሪሐን እየን። እዚ ቅያ’ዚ ሕጂ እውን ንሳልሳይ ግዜ

download

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...