January 19, 2023

ቃል ኣሰናዳኢ መጽሔት መንእሰይ

ካብ 2023 ጀሚሩ ዝጽበየና ቃልሲ፡ ብቐንዱ ዓቕሚ ሃገር ብፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ወተሃደራዊ፡ ሽርክነታዊ ልምዓታዊ ዝምድናታት ምሕያልን ምድልዳልን እዩ። እዚ ኸኣ፡ ዝለዓለ ናይ ሓሳባትን ውዳበን ዕዮን ብልጸት ይሓትት። ኣብ ቅድመና ብሰንኪ ዓለማዊን ዞባዊን ብድሆታት ተወንዚፎም ዝጸንሑ ገዘፍቲ ልምዓታዊ መደባት ህንጸት ሃገር ተገቲሮም ኣለዉ። እቲ መሪሕን ቀላሲን መንኰርኰር ሕብረተሰብ ዝኾነ መንእሰይ እምበኣር፡ ኣብዚ ናብ ሓድሽ መዋእል እንሰጋገረሉ ዘለና እዋን፡ ነዚ ታሪኻዊ ንቕሓት’ዚ ዓጢቑ፡ ተወንዚፉ ዝጸንሐ ገዘፍቲ ዕማም ህንጸት ሃገር ዘሰክሞ ሓላፍነት ተገንዚቡ፡ ብልጸቱ፡ ብቕዓቱን ጸዓቱን ክውፊ ለበዋ ኣየድልዮን። መጽሔት መንእሰይ ኣብዚ ናይ ሎሚ ሕታማ፡ ኣብቲ ኣብ 2023 ተታሒዞም ዘለዉ ናይ መኸተን ልምዓትን መደባት፡ ብኸመይ ስሉጥን ኣድማዒን ቅያ ንፍጽም ንዝብል ዛዕባ ዝያዳ ኣተኩሮ ሂባትሉ ኣላ። ኣብ ነንበይኑ ዓውድታት ስራሕ ተዋፊሮም ንዘለዉ መንእሰያት ብምዕዳም፡ ንባቦም ንህሉም መድረኽ፡

download

Latest Articles

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت

Tour de France 2024

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (12ይ...