January 2, 2023

ቃል ኣሰናዳኢ

ዓመተ 2021፡ መዕጸዊ ናይ`ዚ ተኣምራታዊ ቅያ ዝተፈጸመሉ፡ ከቢድ ዋጋን ምጽማምን ዝሓተተ ሕሉፍ ታሪኽምዕራፍኮይና፡ ዓመተ2022 ከኣ፡ መኽፈቲበሪ ናብቲጻማና ክንሓፍሰሉእንጅምር ርሁውዘመን እያ። በዚ ኣጋጣሚ መጽሔት መንእሰይ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ንዝርከብ ጽኑዕን ዕዉትን ህዝቢ ኤርትራ ምስሓይልታት ምክልኻሉ፡ እንቋዕ ናብ’ዛ በሪ ርሁው ዘመን ዓመተ 2022 ኣብቃዓና! ትብል። ስዕረት ወያነ ንሰበስልጣን ኣመሪካን ሰዓብታን ናብ ዕብድብድ እዩ ኣምሪሕዎም ዘሎ። ዝሕዙዎን ዝገብሩዎን ጠፊኡዎም። በዚ ድማ ዝባኖም ቀሊዖም፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩሉ ዓይነት ጸቕጢታትን መቕጻዕቲን ክገብሩ ክጓየዩ ጸኒሖም። ነቲ ዝተበታተነ ሓይሊ ናይ ወያኔ ትንፋስ ሰዂዖም ነቲ ኵነታት ክግልብጥዎ ዝከኣሎም ገይሮም። እንተኾነ እዚ ዳግማይ ፈተነ እውን ጉዕዞ ናብ ዓዘቕቲ`ዩ ኮይኑዎም። ዓሻስ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት ከምዝበሃል፡ በዚ ናይ ስዕረት መገዲ ንገለ እዋን ኣይክቕጽሉን እዮም ኢልካ ደፊርካ ክትዛረብዝከኣል

download

Latest Articles

الفنان/ محمد عثمان محمد علي: – من أبرز اهداف الإتحاد، إنشاء جيل...

Eritrea: Essential Education Indicators

Eritrea Through UN Eyes: Impressions from a Southern...