September 1, 2025

ቃል ኣሰናዳኢ

በቲ ቅኑዕ መግለጺ፡ ኣብ ሕብረተሰብኣዊ ህይወት፡ ትማሊ ሎሚ እዩ፤ ሎሚ ድማ ጽባሕ እዩ። ሎሚ፡ ፍረ ናይቲ ትማሊ እተደኽመሉ እዩ። እቲ ሎሚ ዝጸዓረሉ ዘሎ ድማ፡ ምህርቱ ጽባሕ እዩ ክሕፈስ። መጻኢ እምበኣር ኣብ ሎሚ እዩ ዝፍጠር፡ ካብ ሎሚ እዩ ዝቕለስ። ብኣእምሮን ጸዓትን ናይ ሎሚ ሰባት እዩ ዝምእዘን። ቀለስቲ ወይ ኣማእዘንቲ መጻኢ፡ ብዙሓት ረቛሒታት እኳ እንተ ኾኑ፡ እቲ ዝዓበየ ግደ ግን ናይ ሰብ ምዃኑ ኣየካትዕን። ሰብ ብሰቡ ድማ፡ እቲ መንእሰይ ክፋል ሕብረተሰብ። ናይ ጽባሕ ቀላሲ እምበኣር፡ ናይ ሎሚ መንእሰይ እዩ። ቀላሲ ውልቃዊ ህይወቱ ጥራይ ኣይኮነን። ብዓቢኡ ቀላሲ ኮማውን ሃገራውን ህይወት። ኣብዚ እዋን ቀዳምነት መድረኻዊ ተልእኾ መንእሰይ

download

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا