January 29, 2022

ቃል ኣሰናዳኢ

ዓመተ 2021፡ መዕጸዊ ናይ`ዚ ተኣምራታዊ ቅያ ዝተፈጸመሉ፡ ከቢድ ዋጋን ምጽማምን ዝሓተተ ሕሉፍ ታሪኽምዕራፍኮይና፡ ዓመተ2022 ከኣ፡ መኽፈቲበሪ ናብቲጻማና ክንሓፍሰሉእንጅምር ርሁውዘመን እያ። በዚ ኣጋጣሚ መጽሔት መንእሰይ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ንዝርከብ ጽኑዕን ዕዉትን ህዝቢ ኤርትራ ምስሓይልታት ምክልኻሉ፡ እንቋዕ ናብ’ዛ በሪ ርሁው ዘመን ዓመተ 2022 ኣብቃዓና! ትብል። ስዕረት ወያነ ንሰበስልጣን ኣመሪካን ሰዓብታን ናብ ዕብድብድ እዩ ኣምሪሕዎም ዘሎ። ዝሕዙዎን ዝገብሩዎን ጠፊኡዎም። በዚ ድማ ዝባኖም ቀሊዖም፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩሉ ዓይነት ጸቕጢታትን መቕጻዕቲን ክገብሩ ክጓየዩ ጸኒሖም። ነቲ ዝተበታተነ ሓይሊ ናይ ወያኔ ትንፋስ ሰዂዖም ነቲ ኵነታት ክግልብጥዎ ዝከኣሎም ገይሮም። እንተኾነ እዚ ዳግማይ ፈተነ እውን ጉዕዞ ናብ ዓዘቕቲ`ዩ ኮይኑዎም። ዓሻስ ገበጣ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት ከምዝበሃል፡ በዚ ናይ ስዕረት መገዲ ንገለ እዋን ኣይክቕጽሉን እዮም ኢልካ ደፊርካ ክትዛረብዝከኣል ኣይኮነን። ሕልምን ውጥንን ኣመሪካን መሻርኽታን ክብርዕን ምዃኑ ንተኣማምነ ኢና። ግን ከኣ እቲ ኣብ ልዕለና ከንጸላሉ ዝጸንሐ ሓደጋ መሊኡ

download

Latest Articles

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت

Tour de France 2024

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (12ይ...