May 25, 2023

ቃል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ኣብ ጽምብል መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ

May 24, 2023

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን
ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን፣ ምስ ኩሎም ፈተውቱን ሓራ ህዝቢ ዓለምን፣ ዮሃና ንዕለተ ናጽነት 32 ነዛ ዕዝዝቲ ዕለት ንምምዕራግ፣ ኣበዮ ቦትኡ፣ ገላጺን ቀስቃሲን መሳጢን መሰናድኦታት ኣብ ምድላው፣ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኩሎም ከኣ፡ ልዑል ምስጋና!ዕለተ ናጽነት 2023፤ ናጽነትናን ልዑላዊነትናን ውህደትናን ዝያዳ ተዀሊዑ፤ ምረሻና ንልምዓትን ዕብየትን ጐልቢቱ ኣብ ዝኸደሉ ታሪኻዊ እዋን’ያ ትብዓል ዘላ። መጻኢ’ዚ ዓቢ ተስፋ ዝህብ ክስተት/ኩነት፤ እንታይን ብኸመይን? ዝብሉ ብድሆታት’ውን ስለዘበጋግስ፤ ናቱ ፍሉይ ተነሽጦ (excitement) ኣለዎ። እዚ ቀስቃሲ ምዕባለ’ዚ፤ ነቶም ናጽነትናን ልዑላዊነትናን ውህደትናን ልምዓትናን ራህዋናን ዘይስነቐሎም ዝጠፈሹ ተጻባእቲ፣ ዝበለየ መጻሕፍቶም እናገናጸሉ፤ ምህዞታት ተንኰል

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...