June 21, 2024

ቅሰኑ ሰማእታትና!

መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን፡ በዓል ናጽነቱ ብኽብ ዝበለ ድምቀትን ባህታን ጸምቢሉ፡ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ግዜ፡ ስለ ሰብኣዊን ሃገራዊን ክብረቱ ዝኸፈሎ ረዚን ዋጋ፡ ብልዑል ሓበን ምዝካር፡ ሃገራዊ ትእምርቱ ገይሩዎ ኣሎ። መዓልቲ ሰማእታት ሎም ዘበን፡ ኣብ ፍሉይን ዕዙዝን ታሪኻዊ መድረኽ ትዝከር ኣላ። ህዝቢ ኤርትራ፡ እምብዛ ረዚን ዋጋ ከፊሉ ዝጨበጦ ናጽነት ፋልሶ ብምግባር፡ መግዛእቲ ኣብ ዝናፍቐሉ ኣጨናቒ ኩነት ንምውዳቑ ዝዝነበ ተጻብኦታት፡ መጠኑ፡ ብማይ ኣይሂ ክምሰል ዝኽእል እዩ፦- ዞባውያን ዕሱባት ብምልኣኽን ብምዕጣቕን፡ ዝተፈነወሉ ቅሉዕ ወራራት፣ ብቁጠባ ጐረሮኡ ሓኒቕካ ንምጽዓዱ ዝተደርደረ ህድግለነ ዘይብሉ እልቢ እገዳታት፣ – ብዘይቅዱስ ከባቢያዊ ኪዳናት፡ ብዲፕሎማሲያዊ ተነጽሎ፡ ኣብ ቀዝሒ ንምድርባዩ ዝተኻየደ

download

Latest Articles

الإعلام المحلي في حوار مع الرئيس إسياس أفورقي

ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

السفارة والجالية السودانية تحتفل بالذكرى الــ 70 لإستقلال السودان