November 20, 2021

ታፊ ደቀንስትዮ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ግን ኣብ መፋርቕ 1960ታት
ኣብ ግዜ ክፍልታት እዩ ጀሚሩ

ዓብደልቃድር ኣሕመድ

* ተሳትፎ ደቀንትዮ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ መዓስ ጀሚሩ ክንብል ንኽእል  ?
ብዙሕ ሰብ ተሳትፎ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኣብ 1970ታት ዝጀመረ ይመስሎ ይኸውን። ሱታፊ ደቀንስትዮ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ግን ኣብ መፋርቕ 1960ታት ኣብ ግዜ ክፍልታት እዩ ጀሚሩ። ይዝከረኒ ኣብ 1967/65 ኣብ`ታ ብዓብደልከሪም ኣሕምድ ትምራሕ ዝነበረት ሳልሰይቲ ክፍሊ፡ ሰልስተ ተጋደልቲ ኣዋልድ ነይረን። ድሓር ግን ምስቲ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ኣብ መንጎ ክፍልታት ዝተላዕለ ሸግራት፡ እተን ደቀንስትዮ ብዙሕ ከይጸንሓ ናብ ሰምሰም ዝበሃል መዓስከር ላጂኢን-ሱዳን ከይደን። እቲ ዝነበረ ፓለቲካዊ ኩነታት ናይቲ ሰውራ ኣይሓገዘንን። ኣብቲ ግዜ`ቲ ናይዘን ደቀንስትዮ ናብ ሜዳ ምስላፍ ንብዙሕ ሰብ ይገርሞ ነበረ።

download

Latest Articles

ዘተ ሚሸል ኮሎን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

تصريح اعلامي إثيوبيا تبحث عن ذرائع لشن الحرب وتتظاهر بالعدالة

Press Release – Ethiopia: Floating False Flags to...