August 1, 2026

“ትምህርቲ ኩሉ ዜጋ ብማዕረ ክረኽቦ ዘለዎ መሰል’ዩ”
ሚ/ር ትምህርቲ ዶ/ር ሓሊማ መሓመድ

ቃለ- መሕተት/ ኣብርሃም ዘርአ (ወዲ-ሃለቃ)

ሕቶ – ፈለማ ኣብ መንጎ ስራሕኪ ንዝሃብክና ዕድል ነመስግን። ሚ/ር ሓሊማ፡ መርሓ ወይ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎት ትምህርቲ እንታይ ከም ዝመስል ከተብርህልና፧ እዚ ክንብል እንከለና፡ ኣብ ኩሉ መዳያዊ ወፍሪ ትምህርቲ ዝሰላሰል ንጥፈታት ክትገልጽልና፧

ብቐዳምነት ኣብ ትምህርቲ ንዘለና ዕማማትን ብድሆታትን ናብ ህዝቢ ንኸተብጽሑ ስለ ዝመጻእኩም ብልቢ አመስግን። እዚ ንገብሮ ዘለና ቃለመሕተት ብምኽንያት እቲ ኣብ’ዚ ቀረባ ሳምንታት ዘብዓልናዮ መበል 35 ዓመት ጽንብል በዓል ናጽነትና ይካየድ ስለ ዘሎ፡ በቲ ዝወጽአ ቴማ መሰረት “ጽንዓትና ዋሕስና” ዝብል እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ድማ፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ንመምህራንን ተመሃሮን ኤርትራ፡ ብዓብይኡ ከኣ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብፍላይ ዮሃና ክብል እፈቱ። ናብ’ቲ ዝቐረበ

download

Latest Articles

بيان وزارة الخارجية الارترية أثيوبيا ترتكب عملا عدائيا

ጋዜጣዊ መግለጺ ናይ ኢትዮጵያ ዘሕዝን ተጻባኢ ተግባር

Press Release: Ethiopia’s Deplorable Acts of Hostility