July 18, 2024

ኣቶ ዘርኣይ ተኽለኣብ

“ህዝብና ወትሩ ሞሳ ስዉኣት ስለዝዝክር፡
ስድራ ስዉኣት ክናቢ ድሉው’ዩ”

ሓፋሽ ዘንቀሎ ጉዕዞ ሓርነታዊ ቃልሲ፡ጽንኲር መድረኻት ብምስጋርን ረዚን መስዋእቲ ብምኽፋልን ናጽነት ወሊዱ። ናጽነት ህያብ ስዉኣትና እያ። ሰማእታት እንተዘይሓልፉ ኣበየናይ መዋእል ምሃለና? ኣብ መግዛእትን ኩነኔን ኣብ ምግፋዕን ጭቆናን. . .? መጻእቲ ወለዶ ናጽነት ክረኽቡ እምበኣር፡ ሰማእታት ብልዑል ጅግንነት ንመስዋእቲ ከም ጽዋእ እናተቐዳደሙን ሓሊፎም። ብረዚን መስዋእቲ ዝተረጋገጸ ናጽነት ምዕቃቡን ናብ ዝመጽኡ ወለዶ ምስግጋሩን ከኣ፡ ናይ’ዞም ተረከብቲ ሃገር ግደ። ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ዓምዲ ‘ፍኖት’፡ ስድራ ስዉኣት ንምንባይ ብመንግስቲ ይዂን ብዜጋታት ዝግበር ዝተፈላለየ ደገፋት – መዓስ ከም ዝጀመረ፡ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከም ዝርከብን ኣበርክቶኡን ብዝምልከት፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዳይረክተር ጨንፈር ድሕነት ስድራ-ስዉኣት

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...