June 30, 2026

ኣዋጅ ቊጽሪ 82/1995
ዕላማታት ሃገራዊ ኣገልግሎት

. ‘’ ህዝባዊ መሰረት ዘሎዎ ቅርጡውን ኣድማዒን ሓይሊ ምክልኻል
ምቛም፣
. ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ዝተዀስዀሰ ባህልን ክብርታትን ዓቂብካ
ንተረካቢ ትውልዲ ምውራስ፣
. ፈታው ስራሕ፣ ብዲሲፕሊን ዝተሃንጸ ሓድሽ ትውልዲ ምፍራይ፣
. ጸጋ ሰብ ብዝተወደበን ዝሰልጠነን መገዲ፣ ኣብ ልምዓታዊ ስራሓት
ብምውፋር ቊጠባ ሃገር ምምዕባል፣
. ሓድነት ኣብ ሃገራውነት እናዀስኰስካ፣ ትሕተ ሃገራዊ ስምዒታት
ብምጥፋእ፣ ሃገራዊ ውህደት ምርግጋጽ’’ እዩ።

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا