March 31, 2019

ኤርትራ፣ ምድሪ ባሕሪ ሳልሳይ ምዕራፍ ቀዳሞት ኣድራጋ ጠያይቲ
3

ደራሲ – ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
ኣብ ነሓሰ 1960 ኣቢሉ፣ ኣብ ሃገረ ግብጺ፣ ኣብ ዩኒቨርስታትን ላዕለዎት ትካልት ኣብያተ-ትምህርትን ዝመሃሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን፣ ብዛዕባ ኩነታት ፖለቲካዊ ምዕባለታት ሃገሮም ከጽንዑን ክፈልጡን ብዝብል መበገሲ፣ ዝተፈላለዩ ኣኼባታት ኣካየዱ። ኣብ መወዳእታ፣ ካብ መንጎኦምን መንጎ’ቶም፣ ኣባላት መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኢሎም ዝሰመይዎ ውድብ፣ (1) ንሓደ ኣቦ-መንበር ፖርላማ ኤርትራ ዝነበረ፣ እድሪስ መሓመድ ኣድም ዝተባህለ፣ ከም መራሒ’ቲ ውድብ ከገልግል መረጽዎ።

Latest Articles

الثورة الارترية وعبقرية توظيف الامكانات على محدوديتها

Manipulating Perspectives: Prosperity Party’s Latest...

ረፈረንደም ኤርትራን ጥምዘዛ ታሪኽ ልሂቃን ኢትዮጵያን