July 4, 2025

. . እለሻ ናጽነትን ፍትሕን”

ብኤፍረም ሃብተጽዮን
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ማሕበራዊ “. . . እለሻ ናጽነትን ፍትሕን” መራኸቢታት ብዙሕ ሸፈነ ካብ ዝረክብ ዘሎ መደባት’ዩ። ደራሲ ኣለምሰገድ ተስፋይ ብእንግሊዝኛ ዘሕተሞ መጽሓፍ ፖለቲካዊ ታሪኽ ኤርትራ 1941-1962፡ ኣብ ኤውሮጳን ኣመሪካን ምስ ኣንበብቲ ዝካየደሉ ዘሎ ናይ ምልላይ መደባት ብዙሕ ሸፈነን ስዓብትን ረኺቡ’ሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤውሮጳ፡ ኣውራ ኣብቲ ዝተሓትመሉ ዓዲ እንግሊዝ፡ መደባት ሌላ ዝተገብረሉ እቲ መጽሓፍ፡ ኣብ ከተማታት ኣመሪካ ሰፊሕ ናይ ምልላይ መደባት ይካየደሉ ኣሎ። እዚ፡ “AN AFRICAN PEOPLE’S QUEST FOR FREEDOM AND JUSTICE”

download

Latest Articles

رسالة الجبهة الشعبية بمناسبة الفاتح من سبتمبر 2026

መልእኽቲ ህዝባዊ ግንባር ብኣጋጣሚ ባሕቲ መስከረም 2026

الفاتح من سبتمبر البدايات وادوبحا