February 21, 2015

ዕምቆት ዝምድና ኤርትራ ምስሪን

ዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
. ሓላፊ ማእከል ስትራተጅያዊ መጽናዕታት. ኤርትራ

ዕምቆት ዝምድና  ኤርትራ

ዝምድና ኤርትራን ምስሪን ካብ ፎሮዖናዊ ስልጣነ ዝጀመረ ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎ ጥንታዊ ዝምድና እዩ። ቅድሚ ምኽፋት ከናል ስዌጽ ኣብ 1896 መስመር ኣገልግሎት ባሕሪ ካብ ምስሪ ንደቡብ ካብ ደቡብ ድማ ንምስሪ በቲ ነዊሕ ስትራተጂያዊ ማያዊ መስመር ኤርትራ ስለዝነበረ ኣብ ምድንፋዕ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት ልዑል ተራ ተጻዊቱ እዩ። ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ምስሪ’ውን እንተኾነ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሰውራ 23 ሓምለ 1952 ምስሪ ንገለ መራሕቲ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ትቕበል ብምንባራ እቲ ዝምድና ዝያዳ ደልዲሉን ሓይሉን። ይኹን’ምበር ቀንዲ መለለይታታት ዝምድና ኣስመራን ካይሮን ቅድሚ ምርኣይና ብግቡእ ንምርድኡ ነቲ ንሱ ዝምርኮሰሉ መትከላትን ዕላማታትን ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ኤርትራን ጂኦ-ፖለቲካውን እስትራተጂያውን ዕምቆቱን ምትንታን ኣገዳሲ እዩ። ቀንዲ ዓንዲታት ወጻኢ ፖሊሲ ኤርትራ ኣብ’ቲ ሃብታምን ዓሚቊን ነዊሕ ታሪኽ ኤርትራ ዝምርኮስ እዩ።

Latest Articles

Ethiopia: Belligerent Agenda of Regional Destabilization

الأجندة الأثيوبية لزعزعة الاستقرار الإقليمي

تدمير جبهة نادو وتحرير مدينة أفعبت في 19 مارس 1988 ابعاد ودلالات...