December 13, 2022

ዘመተ ምኽዋል ገበናት

‘ውዕል ዕጥቂ-ምፍታሕ ፕሪቶርያ’ ድሕሪ ምኽታሙ፣ ኣንጻር ህዝቢን ሰራዊትን ኤርትራ ዝቐንዐ ጸለመን ውንጀላን በርኪቱ ኣሎ። ኤይ.ኤፍ.ፒ.፣ ኤይ.ፒ.፣ ሮይተርስ፣ ብሉምበርግ፣ ዓ.ው.ጥ. (WHO)፣ ሚድያታት ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ፡ ሶሻል ሚድያ ዲያስፖራ ወዘተ. ኣብዚ ሓድሽ ዘመተ’ዚ ተጸሚዶም ኣለዉ። መልቀሶም ፍልልይ የብሉን። ኣብ ሓደ ማእከል ተደሪሱ ስለዝዕደሎም። ከም ወትሩ ጠቐነኦም ዘእምን ጭብጢ ኣየቕርብሉን’ዮም፣ ምንጭታት’ውን ስሞም ኣይጥቀስን። ገረወይና ትሕዞኡ ጸንቂቑ በረውረወ ምስ በለ፡ ድምጹ እንተጐልሐ ዘገርም ኣይኮነን። የግዳስ፡ እዚ ናይ ሕጂ ዘመተ “እንተ ዕጥቂ ተሓዲግና ኢና፡ ጸርፊ ግን ዝገደፍና የብልናን” ዝዓይነቱ እንጽርጽሮት ጥራይ ዝደረኾ ኣይኮነን። ብቐንዱ ገበናት ብምኽዋል ካብ ተሓታትነት ንምህዳም ዘንቀደ እዱድ ዘመተ እዩ። ዝሓለፈ ሰሙን፡ ‘6ይ ዘመን 2ይ ህጹጽ ኣኼባ’ ኣብ ዝተሰምየ ኣኼባ መራሕቲ ዕብዳን፡ ንተጋባእቲ ብንባብ ጥራይ ዝቐረበ ወረቐት ነይሩ። እቲ

download

Latest Articles

شكرا لشعب وحكومة ورئيس ارتريا بقلم: محمد عبد الله همت

Tour de France 2024

መጅልስ አምን ወለዛልም ቀራራቱ ድድ ኤረትርየ (12ይ...