June 30, 2025

ዘተ ሚሸል ኮሎን ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ
ቤልጁማዊ ተመራማሪ ሚሸል ኮሎን “ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተቃላሳይ ምእንቲ ኤርትራን ኣፍሪቃን” ዝብል መጽሓፍ ካብ ቤት ማሕተም “ኣንፊስቲጋስዮን” ብቋንቋታት ፈረንሳኛን እንግሊዘኛን ብግንቦት 2025 ኣውጺኡ። ምስ ፕረዚደንት ኣብ መጨረሽታ 2023 ዘካየዶ ነዊሕን ዓሚቊን ቃለ-መሕትት’ዩ ነይሩ። እቲ መጽሓፍ 107 ገጻትን ሽዱሽተ ምዕራፋትን ዝሓዘ ኮይኑ፡ መጠኑ ከኣ ዓቢ እዩ። መደምደምታ ናይ’ቲ መጽሓፍ ከኣ ብኢትዮጵያዊ ደራሲ መሓመድ ሓሰን ተዳልዩ። እቲ መጽሓፍ ብርክት ዝበሉ ስእሊታትን ካርታታት ኤርትራን ዝሓቆፈ ኮይኑ፡ ብቋንቋታት ትግርኛን ዓረብኛን ምናልባት’ውን ብካልኦት ቋንቋታት ክትርጐም ትጽቢት ኣሎ። ሚሸል ኮሎን ኣብ መጽሓፉ “ኤርትራ ካብ ጽባሕ ናጽነታ ብኣህጉራዊ ባንክ ተጽዕኖታት

download

Latest Articles

Briefing by M. Osman Saleh, Minister of Foreign Affairs,...

Ethiopia is not being ‘dragged into war’

ንዓቕሊ ጽበት ሰልፊ ብልጽግና...